ብናይ ሓባር ስራሕ፡ ንምምካት ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ሓጺር እዋን 600000 ዶላር
ኩልና ከም ንፈልጦ፡ እዚ ኣብ መጨረሻ ኣዋርሕ ዝሓለፈ ዓመት ዝተራእየ ለበዳ ኮቪድ-19፡ ኣብ ዓለምና እዚ ዘይበሃል ዕንወት ኣስዒቡን የስዕብን ኣሎ። እዚ ኣብ መላእ ዓለምና ተስፋሕፊሑ ዘሎ ለበዳ’ዚ፡ ክብደቱን ሓደገኛነቱን፡ እቲ ኣብተን ኩሉ ቐረባትን ኣገልግሎት ጥዕናን ኣለወን ዝበሃላ መራሕቲ ሃገራት ቀዳማይ ዓለም ዘብጽሖ ዕንወት ብምግንዛብ ጥራይ ክግመት ይከኣል’ዩ። ስለዝኾነ ድማ’ዩ ዓለም ብሙሉኣ፡ ኣብ ሳልሳይ ዓለም ከዉርዶ … Read more ብናይ ሓባር ስራሕ፡ ንምምካት ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ሓጺር እዋን 600000 ዶላር