ደለይቲ ፍትሒ ዮተቦርን ከባቢኣን፡ ንመዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ኣብዒሎም
ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርን ከባቢኣን፡ መንእሰያትን ደቀ-ኣንስትዮን ዝርከብኦም፡ ኣስታት 50 ዝኾኑ ኣባላት፡ ንመዓልቲ ሰማእታት፡ ኣብ ኤርትራዊ ባህላዊ ማእከል፡ ቀዳም 20 ሰነ ዘኪሩ ዊዒሉ። ንዝኽረ ሰማእታት፡ ንምትእስሳር ብምዉካል ፡ ኣቦ – መንበር ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርን ከባቢኣን፡ ኣቶ በረኸት ፍራይ፡ ቃል ኣስሚዑ። ኣብቲ ዘስምዖ ቃል፡ ኣቶ በረኸት፡ ሰማእታት፡ … Read more ደለይቲ ፍትሒ ዮተቦርን ከባቢኣን፡ ንመዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ኣብዒሎም