ሽ.ኤ.ማ.ፍ.ሰ.መ. ንምምካት ለበዳ ዝዉዕል ሓገዝ ይእክብ
ሃገራዊ ጽላል ማሕበረ ኤርትራዉያን ኣብ ሽወደን፡ ምስ ዓለም-ለኻዊ ይኣክል ብምዉህሃድ፡ ንምምካት ለበዳ ኮሮና ዝዉዕል ሓገዝ ምእካብ ከም ዝጀመረ፡ ነቲ ዕማም ከተወሃህድ ተመዚዛ ዘላ ግዝያዊት ኮሚቴ ሓይሊ ዕማም ገሊጻ። እቲ ዝእከብ ሓገዝ ብቐንዱ ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ስደተኛታት ዝርከቡ ኤርትራዉያን፡ ብፍላይ ድማ ስድራቤታትን ቖልዑን፡ ከም ዝዉዕል፡ ኣባል እታ ኮሚቴ፡ ኣቶ ሮቤል ታሪቀ ሓቢሩ። እቲ ሓገዝ ብስዊሽ … Read more ሽ.ኤ.ማ.ፍ.ሰ.መ. ንምምካት ለበዳ ዝዉዕል ሓገዝ ይእክብ